ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሮን ኣብ ሕርሻዊ ንጥፈታት


ድሮን ኣብ ሕርሻዊ ንጥፈታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:05 0:00

ድሮን፡ ብተዛማዲ ዝተሓተ ወጻኢታት’ውን ስለ ዘለዎም፡ ኣብ በበይኑ ስራሓት ኣብ ጥቕሚ ይውዕል ኣሎ። ሓደ ካብኡ ኣብ ጽላት ሕርሻ’ዩ። ሓረስቶት፡ እዚ ሓድሽ ቴክኖሎጂ ንስራሓቶም ኣቃሊሉ እተቶ ከም ዘዕቢ ገይሩ ይብሉ።

XS
SM
MD
LG