ዋሽንግተን —
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ ግዜ ቅልጡፍን ተዓጻጻፊን ናህሪ ዋጋታት ይርአ ኣሎ። ንቑጠባዊ ዝቕባበን ምኽንያት ክብሪ ዋጋታትን፡ ከምኡ’ውን ንምጽጋኑ ብዛዕባ ክግበር ዝኽእል ምትእትታዋት ንኸብርሃልና ንክኢላን መምህርን ስነ-ቁጠባ ዶክተር ኣብራር ፍትዊ ኣዘሪብናዮ ኣሎና።
ዶ/ር ኣብራር ኣብ ቀረባ ግዜ ብዛዕባ ብኽልል ትግራይ ዝወጸ ንምእካብ ገንዘብ ኣመልኪቱ ዝወጸ መመርሒ’ውን መብርሂ ሂቡ ኣሎ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
ኣቐዲሙ ዝተዳለወ መእተዊ መዝገብ ኣሎዶ ? መእተዊ መዝገብ
ምዝጉብ ተጠቃሚ ኣይኮንኩምን ? ተመዝገብ/ቢ
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን