ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ: ኣብ ጉዳይ ክልል ትግራይ ኣብ ንቡር ምሕዝነት ኤርትራን ኢትዮጵያን


ኣቶ ሑሴን ሉባክ(ጸጋም) ን ኣቶ ኣብርሃ ሓይለዝጊ (የማን)
ኣቶ ሑሴን ሉባክ(ጸጋም) ን ኣቶ ኣብርሃ ሓይለዝጊ (የማን)

ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ናይ ዓመታት ኩናት ወጺኤን ኣብ ንቡር ምሕዝነትን ሰላምን እንተለዋ`ውን፡ ምስ ኤርትራ ኣብ ዝዳወብ ክልል ትግራይ ግን እቲ ንቡር ምሕዝነት ኣይንጸባረቕን ዝብል ነጥቢ`ዩ ንሎሚ እነቕርቦ። መንግስቲ ኤርትራን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ንሰላም ክወስድዎ ዝግባእ ስጉምቲ ኣብ ዝብል ሕቶ፡ ኣብ ዜጋታት`ውን ዘይምስምማዕ ምፍጣሩ ቀጺሉ`ሎ።

ምስ ኣቶ ኣብርሃ ሓይለዝግን ኣቶ ሑሴን ሉባክን ዝተገብረ ክትዕ ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG