ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሑሴን ሉባክን ኣብርሃ ሓይለዝግን ኣብ ጉዳይ ሕወሓትን ኤርትራን


ሑሴን ሉባክ(ጸጋም) ኣብርሃ ሓይለዝጊ(የማን)
ሑሴን ሉባክ(ጸጋም) ኣብርሃ ሓይለዝጊ(የማን)

ህወሓት ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ጉባኤ፡ ናብ ብልጽግና ፓርቲ ከምዘይጽንበር ምውሳኑ ሓቢሩ፡ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ዝቐንዐ መልእኽቲ`ውን ኣሕሊፉ ኔሩ።

“ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ሓደ ቋንቋ፣ተመሳሳሊ ባህልን ብመውስቦ ዝተኣሳሰረን ሓው ህዝቢ እዩ” ዝብል መግለጺ ሕወሓት “ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓሰርተ ዓማውቲ ... ናብ ክንኣትዎ ዘይግበአና ኲናት ኣቲና ዘየድሊ ኪሳራ ከፊልና ኢና፡፡ ነዚ ዘጋጠመ በሰላ ንምሕዋይን ናብ ንቡር ሰላም ንምምላስን ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ዘይተሓለለ ፃዕሪ እናገበረ ፀኒሑ እዩ” ይብል።

ነዚ መልእኽቲ ብዝምልከት ርእይቶኦም ክህቡና ንሎሚ ሓደ ኤርትራውን ኢትዮጵያውን ዓዲምና`ለና። ሑሴን ሉባክ ከምኡ ድማ ኣብርሃ ሓይለዝጊ ይብሃሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሑሴን ሉባክን ኣብርሃ ሓይለዝግን ኣብ ጉዳይ ሕወሓትን ኤርትራን
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:13 0:00


XS
SM
MD
LG