ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ: ሓንቲ መቕድም ኣብ ክልተ መጽሓፍ ከመይ ኢሉ ይኸውን?


ብሰነጥበባዊ ግርማይ ኣስፍሃ ኣብ ዝተደርሰት "ንገንዘብ'የ ዝምርዖ" ትብል መጽሓፉ ዘላ መቕድም ኣብ ሓዳስ መጽሓፍ ምስግና ተኽላይ ተደጊማ ምውጽኣ ንብዙሓት ዘደንጸወ ኮይኑ ቀጺሉ'ሎ።

ግርማይ ዓንቅን ምስግና ዋርሳይን ኣብዚ መደብ ብሓደ ቀሪቦም ጌጋ ከምዝተገብረ ከምዝተረዳድኡን፡ ምስግና ንግርማይ ይቕረታ ከምዝበሎን ኣሕሊፍና ኔርና።

እንተኾነ ኣብ ምብቃዕ ሕትመት መጽሓፍ ዋርሳይ ፥ ተራ ዝነበሮም ስነ-ጥበባውያን መለስ ንጉሰን ማትዮዎስ ኣብርሃን'ውን ተጠቒሶም ስለዝነበሩ ብዛዕባ'ቲ ጉዳይ ዝፈልጥዎ ክዛረቡ ንሎሚ ተዓዲሞም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ዘተ: ሓንቲ መቕድም ኣብ ክልተ መጽሓፍ ከመይ ኢሉ ይኸውን?
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:18 0:00


XS
SM
MD
LG