ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓንቲ መቕድም ኣብ ክልተ መጽሓፍ፥ ኣብ ክልተ መጽሓፍ ግጥሚ ዝተፈጥረ ዘይምርድዳእ


አባል ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ገጣሚ ምስግና ተኽላይ(ዋርሳይ)፥ እኩብ ግጥምታትን ማሰን ትብል መጽሓፍ ኣመሪቑ'ሎ። እንተኾነ ኣብ መጽሓፉ ከም መቕድም ዝተጠቐመላ፥ ሕጊ መሰል ዋንነት ዝጠሓሰት ኮይና ተረኺባ'ላ። ዋና ናይታ መቕድም ስነጥበበኛ ግርማይ ኣስፍሃ(ዓንቂ)'ውን በቲ ተግባር "ደንጽዩኒ'ዩ" ብምባል መአረምታ ክግበረሉ ብትሪ ይላቦ።

ምስግና ተኽላይ'ውን ንግርማይ ዓንቂ ብምምስጋን ነቲ ዝተፈጸመ ጌጋ ይቕረታ ሓቲቱ'ሎ።ኣብ ቀጻሊ ተደጋጋሚ መአረምታ ክገበረሉ ምዃኑ'ውን ቃል ኣትዩ'ሎ። "ካብ ብጻይነትን ፍቕርን ዝተፈጥረ ጌጋ'ዩ"ድማ ይብል::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG