ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ትግራይ ስርሑ ጀሚሩ
ብሓገዝ ዓለምለኸ ትካል ገባሪ ሰናይ ኮርያ ዝተሃነፀ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ትግራይ ስርሑ ጀሚሩ።
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ትግራይ ልዕሊ 200 ሚልዮን ብር ወጻኢ ከምዝተገብረሉ ዲን ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ትግራይ መምህር ሚኪኤለ ሃይለስላሰ ገሊፆም፨
ምስ ዲን’ቲ ኮሌጅን ክልተ ተማሃሮ’ቲ ኮሌጅን ዝተገብረ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።