ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ ነበርቲ ዓዲቐይሕን ከባቢኣን ሕቶ ወረዳ ምዃን ዝጠልብ ሰልፊ አካይዶም


ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ወጅራት ነበርቲ ዓዲቐይሕን ከባቢኣን ወረዳ ክንኸውን ይግበአና ዝብል ሕቶ ብምሓዝ ሎሚ ረቡዕ ሰልፊ ኣካይዶም::

ነበርቲ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዘቕረብዎ ሕቶ ስለዘይተመለሰ ንካልኣይ እዋን ሰልፊ ምውጽኦም ንድምፂ ኣሜሪካ ተዛሪቦም::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG