ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ: መርመራ  ቫይረስ ኮሮና ተጀሚሩ


ኣብ ኤርትራ ዝርግሐ ቫይረስ ኮሮና ንምፍላጥን ምሉእ ስእሊ ንምርካብን ዝዓለመ መስርሕ መርመራ ትማሊ ሰንበት ብ17 ግንቦት ኣብ ኣስመራ ተጀሚሩ።እዚ መርመራ በብመድረኹ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኤርትራ ከምዝቕጽል ዝሓበረ ላዕለዋይ ሓይሊ ዕማም ምክልኻል ሕማም ኮሮና፡ዝቕጽሉ መርመራታት ብውጽኢት ናይ 1ይ መድረኽን ካልኦት ዓለማውን ከባብያውን ክስተታት ከምዝድረኽ ኣፍሊጡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ኤርትራ: መርመራ  ቫይረስ ኮሮና ተጀሚሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:07 0:00


XS
SM
MD
LG