ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ኣግኣዝያን` ንኤርትራ መንገዲ ሃገራዊ መንነት ድዩ ወይስ ክውንነት ዘይብሉ ፋንታዝያ? ንክትዕ ቀሪቡ`ሎ (2ይ ክፋል)


`ማሕበር ኣሕዋት ኣግኣዝያን` ዝብል ምንቅስቓስ፡ ኣመሰራርትኡን ዕላምኡን እንታይ`ዩ? መስረቱ`ኸ መን`ዮም፡ ንምዃኑ`ኸ ኣብ ክውንነት ዝተመስረተ ድዩ -ዝብሉ ሕቶታት ኣብ ካልኣይ ክፋል ዘተ ምስ ዝተፈላለየ ርእይቶ ዘለዎም ሰባት ዝጀመርናዮ መደብ ክቕጽል`ዩ።

ካብ መስረቲ ኣግኣዝያን ሓደ ኣቶ ተስፋጽየን በርሀ፡ እቲ ማሕበር ናብ ህንጸት ሃገራዊ መንነት ኤርትራ ዝወስድ ምንቅስቓስ`ዩ ክብል ከሎ፡ ምስኡ ዘይሰማምዑ ኣቶ ሃይለሚካኤል ሃይለስላሰ(ሊንጎን) ኣቶ ሑሴን ሉባክን ድማ ፡ ሃገራዊ መንነት ኤርትራ ንምፍራስ ዓሊሙ ፡ ግን ካብ ምጅምሩ ዝፈሸለ ፋንታዝያ እዩ ይብሉዎ።

ካልኣይ ክፋል ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG