ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ኣግኣዝያን` ንኤርትራ መንገዲ ሃገራዊ መንነት ድዩ ወይስ ክውንነት ዘይብሉ ፋንታዝያ? ንክትዕ ቀሪቡ`ሎ


ማሕበር ኣሕዋት ኣግኣዝያን ዝብል ምንቅስቓስ፡ ኣመሰራርትኡን ዕላምኡን፡ ከምኡ`ውን ንክውንነቱ ዝምልከት፡ ንሎሚ`ውን ዝተፈላለየ ርእይቶ ዘለዎም ሒዝና ክነቕርቦ ኢና።

ገለ፡ ናብ ሃገራዊ መንነት ዝወስድ እንኮ መንገዲ`ዩ ክብልዎ ከለዉ፡ ካልኦት ድማ፡ ኣብ ናይ መንነት ቅልውላው ዝተመስረተ ፋንታዝያ`ዩ ይብልዎ።

ሰለስተ ኤርትራውያን ማለት ካብ መስረቲ ኣግኣዝያን ሓደ ኣቶ ተስፋጽየን በርሀን፡ ምስኡ ዘይሰማምዑ ድማ ንኣቶ ሃይለሚካኤል ሃይለስላሰ(ሊንጎን) ንኣቶ ሑሴን ሉባክን ዓዲሙ`ሎ፡ ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG