ዋሽንግተን —
ንልዕሊ 11 ኣዋርሕ ኣብ ክልል ትግራይ ተታሒዞም ዝጸንሑ፡ ኣባላት ምክልኻል ፈደራል ሰራዊት ዝዀኑ፡ ልዕሊ 4 ሽሕ ምሩኻት ኲናት ናብ ስድራቤቶም ይፋነዉ ኣለዉ። ዓለምለኸ ኮሚተ ቀይሕ-መስቀል ኣካል’ቲ መስርሕ ኰይኑ ምህላዉ ተፈሊጡ ኣሎ።