ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ሕጽረት መድሃኒት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ብቀሊል ሕማማት ምሟቶም ተገሊጹ


ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ሕጽረት መድሃኒት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ብቀሊል ሕማማት ምሟቶም ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:53 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ሕጽረት መድሃኒት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ብቀሊል ሕማማት ምሟቶም ተገሊጹ

ኣብ ትግራይ፣ ብሰንኪ ሕጽረት ሕክምናዊ ናውቲን መድሓኒትን፣ ኣብ ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ 5,400 ሰባት ብቀሊል ሕማም ከምዝሞቱ ቢሮ ጥዕና’ቲ ክልል ገሊጹ።

ዓለምለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ካልኦት ትካላትን፣ ብነፈርቲ ሓገዝ ዋላ’ውን ንምብጻሕ እንተፈተኑ፣ ነዊሕ ዝቀጸለ ሕጽረት፣ ብሰንኪ ሕጽረት ነዳዲ ነቲ ዝተረኽበ ሓገዝ'ውን ናብ ካልኦት ከባቢታት’ቲ ክልል ንምክፍፋል ዘይምኽኣሉን ተደማሚሩ፣ ቢሮ ጥዕና፣ ን 5 ሚእታዊት ከባቢታት ትግራይ ጥራሕ ክሽፍን ከምዝኻኣለ ኣብ’ቲ ሪፖርት ተጠቂሱ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG