No media source currently available
ኣብ ትግራይ፣ ብሰንኪ ሕጽረት ሕክምናዊ ናውቲን መድሓኒትን፣ ኣብ ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ 5,400 ሰባት ብቀሊል ሕማም ከምዝሞቱ ቢሮ ጥዕና’ቲ ክልል ገሊጹ።