ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና 50 ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ


ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና 50 ሰባት  ምሟቶም ተገሊጹ

No media source currently available

ኣብ ኬንያ ካብ ዋና ከተማ ናይሮቢ ናብ ከተማ ካካመጋ ትጉዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ብዘጋጠመ ሓደጋ 50 ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ።

XS
SM
MD
LG