ዋሽንግተን —
ኣብ ሱዳን ፍሹል ዕልዋ መንግስቲ ፈጺሞም ዝተባሃሉ ኣባላት ወትሃደራዊን ፖለቲካዊን መሪሕነት ኣብ ኣብ ትሕቲ ቐይዲ ምእታዎምን ነቶም ካልኦት ጥርጡራት ንምሓዝ ክትትል ይግበር ከምዘሎን መንግስታዊ ወሃቢ ቃል ገሊጹ።