ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ ፈተነ ምውጻእ ዘይተጻረየ ነዳዲ ብወግዒ ጀሚራ


ኢትዮጵያ ሎሚ ፈተነ ምውጻእ ዘይተጻረየ ነዳዲ ብወግዒ ጀሚራ።

ኢትዮጵያ ነዳዲ ዘይቲ ምውጻእ ሎሚ ከምትጅምርን ምንዳይ ነዳዲ ዘይትን ላምባን ፍረ ከምዘፍረየ ቀዳማይ ሚንስትር ዶ/ር አብይ አሕመድ ትማሊ ገሊጾም ኔሮም።

ብኩባንያ ቻይና ፖሊጂሲኤል ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ሶማልያ ክግበር ዝጸንሓ ዳህሳስ ነዳዲ ዘይትን ላምባን ፈረ ከምዝተረኽቦን ኢትዮጵያ ናብ ወጻኢ ምሻጥ ከምትጅምርን ቀዳማይ ሚንስትር አብይ አሕመድ ትማሊ አፍሊጦም’ዮም። ንሶም ዝህልዎ ረብሓ’ውን ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኢትዮጵያ ፈተነ ምውጻእ ዘይተጻረየ ነዳዲ ብወግዒ ጀሚራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:22 0:00

XS
SM
MD
LG