ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ: ኲናት ኣሉታዊ ጽልዋ ኣብ ቁጠባ የሕድር


ኢትዮጵያ: ኲናት ኣሉታዊ ጽልዋ ኣብ ቁጠባ የሕድር
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:12 0:00

ኢትዮጵያ: ኲናት ኣሉታዊ ጽልዋ ኣብ ቁጠባ የሕድር

ኣብ ክልል ትግራይ ኲናት ዳግማይ ኣብ ዝተወለዓሉን ካብቲ ግንባራት ኲናት ርሒቆም ዘለዉ ዜጋታት ንሰላም ብምጽዋዕ ኣብ ዝረብረብሉን ኣብዚ ሕጂ እዋን እቲ ሓደ እዋን ኣብ ኣፍሪቃ ሓደ ካብቲ ብፍጥነት ዝዓቢ ዝነበረ ቁጠባ ኢትዮጵያ ቃልሲ ይርከብ።

ኢትዮጵያውያን ኣብ ውሽጢ 10- ዓመታት እቲ ዝለዓለ ዝቅባበ ገንዘብ ኣጋጢምዎም'ሎ።እዚ ምስ ቀይድታት ሸርፊ ወጻኢ ዝተዋህለለ ዕዳ መንግስቲን ንጻዕርታት ኲናት ዘውጽኦ ኣዝዩ ብዙሕ ገንዘብን ዝምልከቱ ጸብጻባት'ዉን ሓዊሱ ኣሎ።

ፓርላማ ኢትዮጵያ ኣብ መጀመርታ ዓመት ንምክልኻል ዝተሰለዓ ተወሳኺ 1.7 ቢልዮን ዶላር በጀት ኣጽዲቑ'ዩ።

ሰበ-ስልጣን ኢትዮጵያ ነታ 110-ሚሊዮን ህዝቢ ዘለዋ ሃገር ዕምባባ ዝመሰል ምስሊ ይህብዋ። እንተኾነ ኣብዚ ወርሒ'ዚ ዝተኻየደ ኣኼባ ማሕበር ቁጠባ ኢትዮጵያ እታ ሃገር ትሕሰ ከም ዘላ ንጹር ጌሩ'ሎ።

XS
SM
MD
LG