ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያዊ መንእሰይ ነጻ ናይ አካል ምንቅስቃስ ትምህርቲ ኣብ አደባባይ ይህብ


ኢትዮጵያዊ መንእሰይ ነጻ ናይ አካል ምንቅስቃስ ትምህርቲ ኣብ አደባባይ ይህብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:59 0:00

ኢትዮጵያዊይ መንእሰይ ዓብደልፈታሕ ሙዘይ ንብኣሽሓት ዝቑጸሩ ነበርቲ ከተማ አዲስ አበባ ኣብ መስቀል አደባባይ ናይ አካል ምንቅስቃስ ትምህርቲ ብነጻ ይህብ።ንሱ ነዚ ናይ አካል ምንቅስቃስ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ሰንበት ንግሆ ኣብ ከተማ አዲስ አበባ መስቀል አደባባይ የካይድ።ብዙሓት ድማ ኣብዚ ናይ አካል ምንቅስቃስ ይሳተፉ። ዓለምለኸ ውድብ ጥዕና ብወገኑ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ቁጽሪ ብሕማም መንሽሮ፡ስኾርን ካልኦት ሕማማትን ዝጥቕዑ ሰባት ይውስኽ ምህላው ይገልጽ።

XS
SM
MD
LG