No media source currently available
ትማሊ ሶኑይ ኣብ ዝተኻየደ መበል 123 ማራቶን ቦስተን ብደቂ ተባዕትዮ ኬንያዊ ላውረንስ ቸሮኖ ቀዳማይ ኮይኑ ክዕወት ከሎ ተዓዋቲ ማራቶን ቦስቶን 2013ን 2015 ኢትዮጵያዊ ለሊሳ ደዲሳ ካልኣይ ኬንያዊ ከኒስ ኪፕከሞ ድማ ሳልሳይ ብምዃን ተዓዊቶም ኣለው።