ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኡጋንዳ: ንፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ኣልበሽር ዑቕባ ክትህብ ከምትኽእል ኣፍሊጣ


ኡጋንዳ: ንፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ኣልበሽር ዑቕባ ክትህብ ከምትኽእል ኣፍሊጣ።ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኡጋንዳ ግን ነቶም ብኢድ መንግስቲ ኣልበሽር ግፍዕታት ዝተሳቀዩ ሰባት ጸርፊ’ዩ ክብሉ ቅሬታኦም ይገልጹ።

ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኡጋንዳ ኦኬሎ ኦረየም ኡጋንዳ ነቶም ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ስልጣኖም ዝተባረሩ ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ኣልበሽር ናብ ሃገራ ክትወስዶም ተኽእሎ ከምዘሎ ትማሊ ሓቢሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG