ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንተሽከርከርቲ ተዓጽዩ ዝቐነየ መስመር አላማጣ ቆቦ ተኸፊቱ


ንኣስታት ሓደ ሰሙን ንተሽከርከርቲ ተዓፅዩ ዝነበረ መስመር መንገዲ ኣላማጣ ቆቦ ትማሊ ሰንበት ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተኸፊቱ።

እቲ መስመር ምዕፃዉ ኣብ ስርሖም ፅልዋ ፈጢርሎም ምንባሩ ርእይቶኦም ንድምጺ ኣሜሪካ ዝሃቡ ነበርቲ ኣላማጣን ቆቦን ተዛሪቦም።

ኣብዚ ጉዳይ ጠሚቱ ዘዘራረብናዮም ምሁር ስነ ቁጠባ ዩኒቨርስቲ መቐለ ኣይተ ሙዑዝ ሓዱሽ ብወገኖም ብተደጋጋሚ መስመር መንገዲ ብሓይሊ ምዕፃው ህዝቢ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ዝነበሮ እምነት ክጠፍእ ይገብሮ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ንተሽከርከርቲ ተዓጽዩ ዝቐነየ መስመር አላማጣ ቆቦ ተኸፊቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:50 0:00


XS
SM
MD
LG