ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መስመር አላማጣ ቆቦ ንዝሓለፈ 4 መዓልታት ንተሽከርከርቲ ተዓጽዩ ምጽንሑ ተገሊጹ


ክልል ትግራይ ምስ ክልል ኣምሓራ ዘራኽብ መስመር ኣላማጣ ቆቦ ንተሽከርከርቲ ካብ ዝዕፆ 4 መዓልታት ኣሓሊፉ’ሎ።

እቲ መንገዲ ዝተዓፀወ ኣብ ከተማ ኣላማጣ ዝተኣሰሩ ሰባት ክፍትሕሎም ብዝሓተቱ ነበርቲ ከተማ ቆቦ ምዃኑ ተገሊፁ።

መምርሒ ፖሊስ ዞባ ሰሜን ወሎ ከምዘፍለጦ እቲ ፀገም ንምፍታሕ ብሰላማዊ መንገድ ዘተ ይካየድ ኣሎ ኢሎም።

ርእይቶኦም ዝሃቡና ገለ ነበርቲ ከተማ ኣላማጣ ብወገኖም እቲ መንገዲ ብምዕፃዉ ኣብ ስርሖም ዕንቅፋት ይኾኖም ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG