ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንቆልዑ ኣብ ዓውዲታት ትምህርቲ ሳይንስ:ቴክኖሎጂን ምህንድስናን ክነጥፉ ዝሕግዝ ማሕበራዊ ትካል-ኣምበሳ ፕለይ

ንቆልዑ ኣብ ዓውዲታት ትምህርቲ ሳይንስ:ቴክኖሎጂን ምህንድስናን ክነጥፉ ዝሕግዝ ማሕበራዊ ትካል-ኣምበሳ ፕለይ

ኣምበሳ ፕሌይ(Ambesa Play) ካብ 3 ክሳብ 13 ዓመት ንዝዕድሚኦም ኣብ መላእ ዓለም ንዘለው ቆልዑ ኣብ ዓውድታት ትምህርቲ ሳይንስ:ቴክኖሎጂ:ቁጽሪን ምህድስና ስልጠና ዝህብን ንቆልዑ ትምህርቲ እንዳሃበ ዘዛንይ መጻወቲ ዘዳልው ትካል’ዩ።

መስራቲት’ዚ ኣብ ለንደን ዝመደበሩ ማሕበራዊ ትካል Social Enterprise ኣምበሳ ፕላይ ሳራ በራኺ ኣዘራሪብናያ ኣለና።

XS
SM
MD
LG