ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ትግርኛ ጽሑፍ ናብ ድምጺ እትቕይር ማሽን(ሞተር)ዘማዕበሉ ኤርትራውያን መሃንድሳት


ናይ ትግርኛ ጽሑፍ ናብ ድምጺ እትቕይር ማሽን(ሞተር)ዘማዕበሉ ኤርትራውያን መሃንድሳት
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:12 0:00

ናይ ትግርኛ ጽሑፍ ናብ ድምጺ እትቕይር ማሽን(ሞተር)ዘማዕበሉ ኤርትራውያን መሃንድሳት

ኣርባዕተ ናይ ሓሙሻይ ዓመት ተማሃሮ ምህንድስና ኮለጅ ማይ ነፍሒ ዝኮኑ መንእሰያት ናይ ትግርኛ ጽሑፍ ናብ ድምጺ እትቕይር ማሽን(ሞተር) ኣማዕቢሎም።እዛ ማሽን ብሰብ ሰርሖ ብልሒ (ኣርቲፊሻል እንቲሊጀንስ) ትዓዪ ብምዃና ካብተን ቅድሚ ሕጂ ዝማዕበላ ተመሳሳሊ ጥቕሚ ዘለወን ስርሓት ዝትፈለየተን ዝሓሽ ንጻረ ድምጽን ኣደማምጻን ዘለዋን ከምዝኾነተን እቶም መሃንድሳት ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጾም።

እዛ ብሰብ ሰርሖ ብልሒ እትሰርሕ ማሽን ንዓይነ ስውራን፡ንዘይተማሃሩን ኣንቢቦም ዘይክእሉ ሰባት፡ኣብ ሕክምና፡መዓርፎ ነፋሪትን ካልእን ኣገልግሎት ከም እትህብ እቶም መሃንድሳት ተዛሪቦም ኣለዉ።ኣብ ኣህጉራዊ መድረኽ ንኽትሕተም ተቐባልነት ከምዝረኸበት ወሲኾም ገሊጾም ኣለዉ።ምስ’ዞም መሃንድሳት ዝተገብረ ቃለ-መሕትት ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG