ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ነበርቲ ቤንሻንጉል ጃምላዊ ቅትለት ተፈጺሙ ክብሉ ይኸሱ


ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ወረዳ ያየሶ ትማሊ ሓሙስ ምሸት ተወዲቦም ዝንቀሳቐሱ ዝበሉዎም ሰባት ጃምላዊ ቕትለት ፈፂሞም ክብሉ ነበርቲ ገሊፆም።

ርእሰ ኣማሓዳሪ ክልላዊ መንግስቲ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ኣቶ ኣሻድሌ ሃሰን ኣብዝሃብዎ መብርሂ ናይቲ ክልል ፀጥታ ዝዘርጉ ዘለው ዕጡቓት ግንባር ሓርነት ኦሮሞ/ኦነግ/ እዮም ኢሎም ኣለው።ኦነግ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ኣይንቀሳቕስን፤ናይቲ ክልል ፀጥታ ኣብ ምዝራግ ብኦነግ ሰብብ ክግበር ኣይግባእን ክብሉ ኣቦ ወንበር ኦነግ ኣቶ ዳውድ ኢብሳ ምላሽ ሂቦም ኣለው።

XS
SM
MD
LG