ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ብጉጅለ ዝተዓጥቑ ሰባት መቕተልቲ ይፍጽሙ ኣለው ክብሉ ነበርቲ ገሊፆም


ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ግሙዝ ወረዳ የያሶ ብጉጅለ ዝተዓጥቑ ሰባት መቕተልቲ ይፍጽሙ ኣለው ክብሉ ነበርቲ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊፆም።ካብ ሓደ ስድራ ክሳብ ሸሞንተ ሰባት ዝተቐትልሉ ከምዘሎ እውን እቶም ነበርቲ ሓቢሮም።

መብርሂ ክህበሉ ዝተሓተቱ ምምሕዳር ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ከምዘይሰምዐ እንተገለፀ እውን ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ግን ሓበሬታ ከምዘለዎ ብምግላፅ ብዛዕብኡ ምፅራይ ይገብር ከምዘሎ ሓቢሩ።

XS
SM
MD
LG