ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትግርኛ- ውጽኢት ኣብ ክልተ ዓመት ዝካየድ ምርጫ ኣሜሪካ


ኣሜሪካዊያን ኣብ ሕዳር 6,2018ኣን ነፍሲ ወከፍ ክልተ ዓመት ንዝካየድ ምርጫ ድምጺ ይህቡ። እዚ ምርጫ ኣብ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ኣየናይ ፓርቲ ዝያዳ ድምጺ ይረክብ ንዝብል ንምውሳን ይካየድ። ብተወሳኺ አባላት’ቲ ተወከልቲ ህዝቢ’ውን ኣብዚ ጊዜ ይምረጹ።

Loading...
XS
SM
MD
LG