ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ተስፋ ኣዲስ': ትካል መሐብሐቢ ሕሙማት ካንሰር ህጻናትን ኣዴታትን ኢትዮጵያ


'ተስፋ ኣዲስ'፡ ትካል መሐብሐቢ ሕሙማት ካንሰር ህጻናትን ኣዴታትን ኢትዮጵያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:45 0:00

'ተስፋ ኣዲስ': ዝተባህለ ትካል መሐብሐቢ ሕሙማት ካንሰር ህጻናትን ኣዴታትን ኢትዮጵያ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ 2015 ብዝተኣከበ መረዳእታ መሰረት ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት 150,000 ሕሙማት ካንሰር ይምዝገቡ ካብዚኣቶም እቶም 6,000 ህጻናት ከም ዝኾኑ ቢኤምሲ ዝተባህለ ናይ ሕክምና መጽሄት ዘውጽኦ ጽሑፍ ይሕብር።

ይኹን ደኣ እምበር ሕክምናዊ ኣገልግሎት ክረክቡ ናብ ዓበይቲ ከተማታት ዝውሕዙ ወለድን ህፃናትን ብወፃእታት መጉዓዝያ:መድሃኒት: መግብን መዕረፍን ይሳቀቐዩ።

ነዚ ፀገም ንምፍታሕ 'ተስፋ ኣዲስ' ዝተባህለ ትካል መሐብሐቢ ሕሙማት ካንሰር ህጻናትን ኣዴታትን ኣብ ምስራሕ ይርከብ። ንኣካያዲት ስራሕ እቲ ትካልን ደቆም ኣብቲ መሐብሐቢ ኣገልግሎት ዝረክቡ ዘለዉ ስድራን ኣዘራሪብና ኣለና።

XS
SM
MD
LG