'ተስፋ ሃውስ' ብቋንቋ ትግርኛ ኣገልግሎት ሕክምና ስነ-ኣእምሮ ኣብ ኣመሪካ ዝህብ ክሊኒክ
'ተስፋ ሃውስ' ዝተባህለ ናይ ስነ-ኣእምሮ ክሊኒክ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ብቋንቋ ትግርኛ ናይ ስነ-ኣእምሮ ሕክምና ኣገልግሎት ዝህብ ክሊኒክ እዩ። እዚ ክሊኒክ ጎኒ ጎኒ ዝህቦ ናይ ስነ ኣእምሮ ሕክምና: ኣገልግሎትን ምኽሪን ኣፍልጦ ሕብረተሰብ ንምዕባይ'ውን ይሰርሕ'ዩ። ብተወሳኺ'ውን ሕብረተሰብ ኣብ ናይ ስነ-ኣእምሮ ጥዕና ኣፍልጦ ምስ ረኸበ ሓገዝ ዝረኽበሉ መስርሕን ዝረኣዩ ብድሆታት ኣብ ምቕራፍ'ውን ከምዝስርሕ መስራቲ'ቲ ክሊኒክ ዶ/ር ያቆብ ተኪኤ ይሕብር።
ተዛማዲ
ኢፒሶዳት
-
ሕዳር 28, 2023
ብውሕጅ ኣብ ዝተጠቕዓ ከባቢ ሶማል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ይረኣ
-
ሕዳር 28, 2023
ዓብዱላሂ ሚረ -- ካብ ስደተኛ ናብ ተዓዋቲ ዝዓበየ ሽልማት ስደተኛታት
-
ሕዳር 28, 2023
ኣብርገለ -- ብምድሪን ብሰማይን ኣይቀንዐን
-
ሕዳር 24, 2023
ዕላል ምስ ክንፈ ገብረገርግስ -- እንኮላ ምስ ጫራ ዋጣኡ
-
ሕዳር 24, 2023
ምርኢት መዓልቲ ምስጋና ከተማ ኒው-ዮርክ
-
ሕዳር 24, 2023
ኣብርሃ ካስል -- ቅርሲ ምላማዕ'ዶ ምዕናው?