No media source currently available
መብዛሕትኡ ክፋል እቲ ከተማ ጥርሑ እዩ ፤ ይኹን እምበር ብህወሓት ዝምርሑ ሓይልታት ዕንወት አውሪዶም ድሕሪ ምኻዶም ንመጥቃዕቲ ፈሪሖም ሃዲሞም ዝነበሩ ሰላማውያን ሰባት ቀስ ብቀስ ናብ ናብርኦም ይምለሱ ኣለዉ።