ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣምባ.ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ነበር ደቪድ ሺን


ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፈልትማን፥ ኣብ ግብጺ:ኤርትራ: ኢትዮጵያን ሱዳንን ዑደት ንምግባር ሎሚ ሰሉስ ናብቲ ዞባ ተበጊሱ'ሎ።

እቲ ፍሉይ ልኡኽ ብፍላይ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ቅልውላው ዝዝቲ ክኸውን ከሎ፡ ምስ ሰበ-ስልጣን ኤርትራ ኢትዮጵያን ብዛዕባቲ ቅልውላው ዝዘራረብ ምዃኑ'ውን ተሓቢሩ'ሎ።

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣምባ.ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ነበር ደቪድ ሺን
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:26 0:00

ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ኒክ ቺንግ ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ኣመሪካ ንዝነበረ ደቪድ ሺን፡ ብዛዕባ ዑደት'ቲ ፍሉይ ልኡኽ ርእይትኡ ክህብ ሓቲታቶ አላ: ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣምባ.ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ነበር ደቪድ ሺን
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:52 0:00


XS
SM
MD
LG