No media source currently available
ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፈልትማን፥ ኣብ ግብጺ:ኤርትራ: ኢትዮጵያን ሱዳንን ዑደት ንምግባር ሎሚ ሰሉስ ናብቲ ዞባ ተበጊሱ'ሎ። እቲ ፍሉይ ልኡኽ ብፍላይ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ቅልውላው ዝዝቲ ክኸውን ከሎ፡ ምስ ሰበ-ስልጣን ኤርትራ ኢትዮጵያን ብዛዕባቲ ቅልውላው ዝዘራረብ ምዃኑ'ውን ተሓቢሩ'ሎ።