ዋሽንግተን —
ክፍሎም ዝደረፋን ምሕረታኣብ ዝገጠማን ኣብ ቀረባ ዝተዘርገሐት 'መንነትይ' ትብል ደርፊ መዘራራቢት ኮይና'ላ።
ብዛዕባ እዛ ደርፍን ጉዕዞኦምን ተመኩሮን ኣብ ስነ ጥበብን ክካፍሉና ንስነ ጥበባውያን ክፍሎም ይከኣሎን ምሕረትኣብ ጸጋብርሃንን ዓዲምና'ዮም አለና።