ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ-ጽልሚ፡ ንዓባይ ፊልም `ንጣብ ዝኽሪ ዘመን` ትጥምት


ልዕሊ ክልተ ሽሕ ሰብ ዝተሳተፋ ዓባይ`ያ ፊልም`ያ፡ ንዳርጋ ዓመት ቀጺላ። ብተለቪዥን ኤርትራ ንምሉእ ዓመት ትዝርጋሕ ኔራ። ደራሲኣ ፍትዊ ተኽለማርያም(ዲሰሎ) ቅድሚ`ውን ከም በዓል ኣንበልብሊ፡ ጽንዓት ፡ ሕድሪ ዝበላ ዓበይቲ ፊልምታት ዝዘርግሐን ዝኣለየን`ዩ።

ምስ ደራሲ ፍትቂ ተኽለማርያም ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:38 0:00

XS
SM
MD
LG