ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ስነ ስርዓት ኣከባብራ በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ኣስመራ
በዓል መስቀል ሎሚ ሰሉስ 27 መስከረም ኣብ ምሉእ ኤርትራ ብድምቀት ተኸቢሩ።
ናይ ሎሚ ዓመት በዓል መስቀል ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ምእመናንን ነበርት ኣስመራን ኣብ ዝተረኽብሉ’ዩ ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ብዓቢ ድምቀት ተኸቢሩ።ነቲ ናይ መስቀል ናይ ዳመራ ስነ ስርዓት ብኣካል ክሳተፍዎ ብምብቅዖም ፍሉይ ሓጎስ ከምዝተሰምዖ ንድምጺ ኣመሪካ ርእይቶኦም ዝካፈሉ ተሳተፍቲ ተዛሪቦም።