ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስምምዕ ምኽታም ተጻብኦታት ብኣዒንቲ ነበርቲ ኣዲስ-ኣበባ


 ስምምዕ ምኽታም ተጻብኦታት ብኣዒንቲ ነበርቲ ኣዲስ-ኣበባ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:09 0:00

ትማሊ ረቡዕ ሕዳር 2,2022 ኣብ ፕሪቶሪያ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲን ንክልል ትግራይ ዘመሓድር ዘሎ ውድብ ህወሓትን ድሕሪ ዝተፈረመ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታት፡ ንገለ ተወላዶ ትግራይ ነበርቲ ከተማ አዲስ አበባ ኣዘራሪብና ኣለና።

XS
SM
MD
LG