No media source currently available
ሱዳናዊያን ዝርግሓ ቫይረስ ኮሮና ንምክልካል ተባሂሉ ኣብታ ሃገር ዝተነብረ ሰዓታት እቶ እቶ ብምጥሓስ ትማሊ ኣብ ኣፍደገ ዋና ቤት ጽሕፈት ሰራዊት’ታ ሃገር ንል ኡኽ ሕቡራት ሃገራት ዝቓወም ሰልፊ ምክያዶም ተገሊጹ።