No media source currently available
ሰበስልጣን መዳጎኒ ማእከል ስደተኛታት ከተማ ታጁራ ሊብያ ጠለብ ኣብቲ ቦታ ዘለው ብኣማኢት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ንምምላእ ሕጽረት ቐረብ ከምዘሎ ትማሊ ረቡዕ ገሊጾም።ከተማ ታጁራ ኣብ መንጎ ብሕቡራት ሃገራት ዝድገፍ መንግስቲ’ታ ሃገርን ኮማንደር ምብራቓዊ ሊብያ ከሊፋ ሃፍተር ኹናት ዝካየደሉ ቦታ ተዳወብ ከተማ’ያ።