ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሩስያ ኣብ ፕሮጀክት ኣህጉራዊ መደበር ጠፈር ንዝነበራ ሱታፊ ካብ 2024 ጀሚራ ከምእተቋርጾ ተሓቢሩ

ሩስያ ኣብ ፕሮጀክት ኣህጉራዊ መደበር ጠፈር ንዝነበራ ሱታፊ  ካብ 2024 ጀሚራ ከምእተቋርጾ  ተሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:21 0:00

ሓላፊ ሮስኮስሞስ ዝተባህለ ወኪል ምርምር ህዋ ሩስያ ዩሪ ቦርሶቭ ሃገሮም ኣብ ፕሮጀክት ኣህጉራዊ መደበር ጠፈር International Space Station ንዝነበራ ሱታፊ ምርምር ካብ 2024 ጀሚራ ከምእተቋርጾ ምሕባሮም መንግስታዊ ኣገልግሎት ዜና ሩስያ (ታስ) ገሊጻ።

XS
SM
MD
LG