ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ምስ ትግራይ ሓንቲ ሃገር`ምበር ክልተ ኣይኮናን'ሓላፊ ክፍሊ ሕጊ እስላማዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ


እስላማዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ
እስላማዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ

ሓላፊ ክፍሊ ሕጊ እስላማዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ሸኽ መሓመድ ሲራጅ "ምስ ትግራይ ሓንቲ ሃገር`ምበር ክልተ ኣይኮናን" ኢሎም ። ንሶም ነዚ ዝበሉ እስላማዊ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብ`ቲ ዋና ላዕላዋይ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተነጸልና ኢና ዝብል መግለጺ ድሕሪ ምውጽኡ`ዩ። ሓጂ ሲራጅ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፡ ንኹሎም ኣመንቲ እስልምና ብማዕረ ኢና ንርእዮም ንምንታይ ከምኡ ከምዝገበሩ ክርድኣና ኣይክኣለን፡ እቲ ዝገበርዎ`ውን ሕጋዊ ኣይመስለንን፡ ስለዚ ኣብ ቀጻሊ ክንፈትሖ ተስፋ እገብር ዝብል ምላሽ ሂቦም ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG