ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ምስ ኣምባ.ብርሃነ ኪዳነማርያምን ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስን


መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልተ ነጥቢታት ኣልዒሉ ኣሎ። ተባራዒ ኮነ ሃናጺ ዘረባ ከምኡ'ውን መግለጺታት ካብ መንግስታዊ ሰበ ስልጣን ድዩ ካብ ተራ ዜጋታት እንታይ ሳዕቤን ኣለዎ፧

ካልኣይ ዋና ጸሓፊ ህግደፍ ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ኣብዚ ቀረባ ምስ ተለቭዥን ኤርትራ ንክልል ትግራይን ኢትዮጵያን ዝምልከቱ ርእይቶታት ብዓይኒ ተንተንቲ ክንዘራረበሉ ኢና። ኣጋይሽና ዶክተር በርሀ ሃብተግዮርጊስን ኣምባሰደር ብርሃነ ኪዳነማርያምን እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


ካልኣይ ክፍል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG