ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደረ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ቀረባ ኣብ ክልላት ኦሮምያ፡ሃረሪን ድሬዳዋን ንዘጋጠመ ግጭት


ኣብ ቀረባ ኣብ ኢትዮጵያ ክልላት ኦሮምያ፡ሃረሪን ድሬዳዋን ኣብ ዝተላዕሉ ጎንጽታት 86 ሰባት ከምዝተቀትሉ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።

እቶም ቀዳማይ ሚንስትር ነዚ ዝገለጹ ትማሊ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበርዎ መደረ’ዮም።

ኣብ ክልላት ኦሮምያ፡ሃረሪን ድሬዳዋን ካብ ዝተላዕለ ህውከት ህይወት ሓያለ ሰባት ዘጥፍኣን ጎንጺ ንደሓር ንፈለማ ጊዜ ትማሊ ንህዝቢ መደረ ዝገበሩ ቀ/ሚ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብታ ኣህጉር ዘጋጥሙ ግጭታት ኹሉ ኢትዮጵያዊ ዝጎድእ’ዩ ብምባል ነቲ ጎንጺ ከም ኣብነት ብምጥቃስ ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG