ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'መንግስታት ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ንስለያን ንጽልዋ ምርጫን ይጥቐምሉ'ለው' ፍሪደም ሃውስ


ንኩነታት ዲሞክራሲ ዓለም ዝከታተል ተሓላቂ ጉጅለ ፍሪደም ሃውስ ብዙሓት መንግስታት ንማህበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ዝጥቀምሉ ኣገባብ ተስፋ ዝህብ ኣይኮነን ክብል ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ ሪፖርት ሓቢሩ።

እቲ ጸብጻብ ፍሪደም ሃውስ መንግስታት ዜጋታቶም ንክስልዩን ምርጫታት ንምምዝማዝን ማህበራዊ መራኸቢ ይጥቀሙ ይብል።

ብመሰረት’ዚ ሓድሽ ዝወጸ ጸብጻብ ኣብ ዋሽንግተን ዝመደበሩ ንመኽሰብ ዘይቆመ ትካል ፍሪደም ሃውስ ናጽነት ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን የንቆልቁል ኣሎ ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


ምሉእ ትሕዝቶ ሪፖርት ፍሪደም ሃውስ ኣብዚ ምንባብ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG