ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መበል 13 ጉባኤ ህውሓት ኣብ መቐለ ተጀሚሩ


መበል 13 ጉባኤ ህውሓት ኣብ መቐለ ተጀሚሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:11 0:00

መበል 13 ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ብዕሊ ተጀሚሩ።ኣብቲ ጉባኤ ንፈለማ ግዜ ተቓወምቲ ውድባት ፖለቲካ ተዓዲሞም መልአኽቲ ኣሕሊፎም። ኣብዚ ጉባኤ ምምሕያሽ ሕገ ደንቢ እቲ ውድብ ሓዊሱ 5 ዛዕባታት ክዝተየሎም እዩ ተባሂሉ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG