ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ህዝቢ ትግራይ ካብ ህወሓት ዘውጽኦ ኣማራጺ ይሓትት ኣሎ` -ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ


ኣቦ-መንበር ደሞክራሲያዊ ምትሕብባር ትግራይ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ፡ ህዝቢ ትግራይ ካብ ህወሓት ዘውጽኦ ኣማራጺ ይሓትት ኣሎ ፡ ኣብ መቐለ ሰልፊ እንተንጽውዕ ብዙሕ ህዝቢ ምተረኽበልና ኢሎም።

ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ፡ ምስ ዓረናን ደምህትን ብሓባር ንምስራሕ ይዘራረቡ ከምዘለዉ`ውን ኣፍሊጦም።

ምስ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ዝገበርዎ ኣኼባ ዕዉት ምንባሩ ዝገለጹ ዶ/ር ኣረጋዊ፡ ህዝቢ ትግራይ ካብ ህወሓት ዘውጽኦ ኣማራጺ ይሓትት ኣሎ ፡ ኣብ መቐለ ሰልፊ እንተንጽውዕ ብዙሕ ህዝቢ ምተረኽበልና ኢሎም።

ምስ ኣቦ-መንበር ደሞክራሲያዊ ምትሕብባር ትግራይ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ፡ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ካልኣይ ክፋል ይቕጽል።

`ህዝቢ ትግራይ ካብ ህወሓት ዘውጽኦ ኣማራጺ ይሓትት ኣሎ` -ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:11 0:00


XS
SM
MD
LG