ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ መቐለ ዝተኻየደ ሰልፊ፡ 'ብጸረ-ለውጢ ዝተወደበ ናይ ኣስገዳድ ሰልፊ'ዩ ኔሩ' ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ


ዝሓለፈ ቐዳም ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ሕገ-መንግስቲ ይከበር፡ ብሄር-ተኮር መጥቃዕቲ ደው ይበል ዝብል ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ብጸረ-ለውጢ ዝተወደበ ናይ ኣስገዳድ ሰልፊ'ዩ ኔሩ ክብሉ ኣቦ-መንበር ደሞክራሲዊ ምትሕብባር ትግራይ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ተዛሪቦም።

ብዛዕባ'ቲ ንመስቀይቲ ደቂሰባት ዝምልከት ብማዕከናት ዜና ዝቐረበ ዶክመንታሪ ግን፡ ክቐርብ ዝግብኦ'ኳ እንተኾነ ኣብ ኣቀራርባን ኣተኣላልያን ፈነወ ግን ጽቡቕ ኣይነበረን ኢሎም።

ምስ ኣቦ-መንበር ደሞክራሲዊ ምትሕብባር ትግራይ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዝተገበረ ቃለ መጠይቕ ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቦ-መንበር ደሞክራሲዊ ምትሕብባር ትግራይ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ( 1ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:25 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG