ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሚያዝያ 7,2022 ዜና ጸብጻብ ኣብ እገዳታት ዂናት ዩክሬንን ሩስያን ኣብ ከተማ መቐለ ቆልዑ ኣብ ምዕባይ ግብረሰናይ ስራሕ ተዋፊራ ትርከብ መምህር ኢለኒ ገብረ እግዚኣብሄር ዝተኻየደ ቃለ-መሕትት ኣብ መደብ ጥዕና- ቃለ መሕትት ኣብ ትኹረቱ ዝጎድል ዘሎ ቫይረስኮሮና ዝምልከት ምስ ዶ/ር መዝገበ በርሀ የጠቓልል