መደብ ፈነወ
22:00 - 22:29
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 5,2022
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 5,2022 ዜና ( ሕብረት ኣፍሪቃ ቀጥታዊ ዘተ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን መራሕቲ ክልል ትግራይን ክካየድ ጸዊዑ: ተወላዶ ትግራይ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ንህወሓት ዝቓወም ሰልፊ አካይዶም: ሰሜን ኮርያ ንጃፓን ዝሓልፍ ሚሳይል ተኹሳን ካልኦትን) ቃለ መጠይቕ ምስ መስራቲትን ቋንቋ ትግርኛ ንኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝተወልዱን ዝዓበዩን ብርሕቐት ዝምህር ትካል 'ሰማይኪድስ' ሩት ተወልደ የጠቓልል