ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 4,2022 ዜና ( ንስምምዕ ምቁራጽ ተጻብኦታት ኢትዮጵያ ዝምልከት ካብ ዝተፈላለዩ ወገናት ዝወጹ ርእይቶታትን መግለጺታትን፥ ርእይቶ ነበርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ምቁራጽ ተጻብኦታትን) መደብ ቒሔ ጽልሚን የጠቓልል